Thank you so much Abel and Mehari for such deeply perceptive and talented conversation part 01. Am certain the next part will be equally sharp and insightful dialogue.
Mehari, it's good to hear your voice. But I think its good to name and shame for those political gamblers whom they are hiding by the name of the people of tigray.
መሓር ጅግና ትግራዋይ ኣጆኻ ቀጽሎ ዓወት ቀሪባ ኢያ ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Appreciated your strength mercy
ማሓሪይ ጅግና ❤❤❤❤ ብዓል ብሩህ ተስፋ ተዛረብቲትግርኛ
Nice to see you again teacher Mehari 🙏🙏❤️❤️ hopefully it will come out all your dreams… specially about Tigray ❤️❤️❤️❤️
Thank you so much Abel and Mehari for such deeply perceptive and talented conversation part 01. Am certain the next part will be equally sharp and insightful dialogue.
Wow proud of you my dear brother keep it up Tigray needs you.
ምሑር ተስፋ ትግራይ እንኳዕ ኩሉ ነገር ቀንዓካ ቀፃሊ ጉዕዞኻ ርህው ንክኸውን ይምነየልካ
መሓርን ዉፉይን ተስፋ ለውጢ ናይ ዞባና ኢኩም'ሞ ኣጆኩም ተስፋ ከይትቆርጹ።❤❤❤❤❤ guys
መሓሪ ሓደራ ትግራይ ከይትገድፋ ትግራይ ከማካ ዝመሠሉ ብሩህ ኣእምሮ ዘለዎም ጀጋኑ የድልያ እዩ
ምሑረይ ጅግና ተጋዳላይ ናይ ብሓቂ ንስኻ ጅግና ተነባዪ ኢኻ❤❤❤❤
Welcome 🙏
ማሓሪ የውሃንስ ጀግና ተቃላሳይ
ኣቦ ናፅነት👍👍👍👍👍
ርእሰ ኩሎም መሓሪ ጅግና ብሰላም ዓድካ ይምለስካ ፈጣሪ🙏🙏
መሓሪ. ትምህርካ. ትራዕ. Kesl
እንካዕ ብሰላም መፃካ ክቡር ናይ ወለዶና መራሒ
መሓሪ ካብቶም ዝፈትዎምን ዘደንቖምን ተስፋውን ዝገብረሎም ፖለቲከኛታተት ትግራይ ሓደ እዩ። ትምህርቱ ብዓወት ዛዚሙ ተመሊሱ እጃሙ ከምዘወፊ ድማ ተስፋ ይገብር። I wish you good luck ተስፋ ትግራይ።
❤❤❤❤❤ king my favourite person in political Tigray i wish you next president of Tigray love you
Amen, Jesus loves him, to u as well❤️
Teacher mahari thanks for the good define !! you have exceptional brain keep up ❤❤❤
Hello 👋 young man, I wish you all the best in all your future plans, career & health 🙏
ጅግና👍👍👍👍👍👍
ተጋዳላይ መሓሪ ጅግና በርትዕ
መሓሪ ተስፋ ትግራይ
ሕሩር ብሄርተኝ ትግራዋይ ።
ማሓሪ ሰማዒ ዝሳኣነ ብዓል ነዊሕ ራኢ!
ነቢ ምሓሪ ተስፋ ምድረ ኣግኣዚ በርትዕ ሓሳባትካን ሓሳባት ብጾትካን ኣብ ኩሉ ንኡስ ወለዶ ደቂ ደቡብ:ሰሜን ትግራይ ቦቂሉ እዩ 💙🤞🏻
😂😂😂😂😂
Suqu bel esle mehari tekefea ab adu diletu yzareb tewagiu hadami kemaka hadimu ab zey adu koynu nzeytifelta tigray ay fikrelan eiu ferah
@@MTO2024 ንስካ'ከ ኣበይ ኮንካ ኢካ ትፍክረለይ ዘለካ 😅
Hhhhh dream is free wed
@@ሓድሽስኒት ane eko ay tifekir eye zbleka zeleku engule ay rdekan diu bzeyka kemzi nay hamema mesal tray dika tifelit
ክቡር ሓው መሓሪ ነዛ ትግራይና ተስፋ ካብቶም ዝኾንዋ ሊቅን ሓቦኛን ሓደ እዩ። ኣነ ቅድሚ 12+ ዓመታት መማህርተይ ከሎ ጀሚሩ ብልሑን ሊቅነቱን እናረኣኹ ይገርመኒ ነይሩ። ከምኡ ዝበሉ በላሕቲ ተጋሩ ጥራሕ እዮም ነታ ክልል ብሰንኪ እቶም ድንዙዛት ኣትያቶ ካብ ዘላ ፀገም ብፍጥነት ኣወፂኦም ናብ ሕውየት ከሰጋግርዋ ዝኽእሉ።Long live and all z best Mr. Mehari.🙏🙏🙏👏👏
ካብ ህወሓት ናይ ኩናት ውድብ ብዕጽፊ ብሉጽን ንቊሕን መንእሰይ ዩ
Mehari jegina ❤❤ tekalasi
Ember mahari mahari mahari wishing you all the best 🎉🎉🎉
Asey Asey Asey hawey natey enquae beselam ateka ne tigray tedliya eka
እንቋዕ ድምጽኻ ኣስማዕኻና ሓየት ተጋዳላይ(TDF) መሓሪ ዮሐንስ ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤....!!
መሓሪ ካብቶም ዝፈትዎምን ዘደንቖምን ተስፋውን ዝገብረሎም ፖለቲከኛታተት ትግራይ ሓደ እዩ። ትምህርቱ ብዓወት ዛዚሙ ተመሊሱ እጃሙ ከምዘወፊ ድማ ተስፋ ይገብር። I ተስፋ ትግራይ።
ጅግና ወዲ ጅግና! ትግራይ ከም መሓሪ ዝበሉ ኣለዉዋ!00 ፖሊሲ ውናትውን መርአያ ተስፋን ሊሕቃን ተጋሩ እዩ!
ብሉፅ መንእሰይ ምሁር ፖለቲከኛ መሓሪ ዮሃንስ ዕድመ ይሃብካ ተስፋ ትግራይ
💊💊💊💊💊
ምሓሪ ኣንበሳ 🦁👑
ABEL IS VERY DISTINGUISHED JOURNALIST AND MAN OF INTEGRITY I MAY ADD. KEEP IT UP.
መሓሪ ዮሃንስ በዓል ብሩህ ራኢ; ኣዮኻ በርትዕ ጥራይ: ክቡር ኣያና መምህር ገብረኺዳን ደስታ እንታይ ኢሎም ነይሮም? እዛ ኾጣብ ፀባ ዘይተውፅእ ኢትዮጵያ እንታይ ክትገብረልና! ኢሎም ነይሮም ብጣዕሚ ትኽክለኛ ኣበሃህላ እዩ:: ድሕሪ ኣቦና ሃፀይ ዮሃንስ ፍፁም ኣይጠዓመናን ተረሚስና ተሪፍና:: ንመፃኢ ግና ንሰሜን ገፅና እንተጠሚትና ኢና መዋፅኦ ዝህልወና:: መሓሪ ንመምህር ዮሴፍ ገብረሂወት ርኸቦ ኣዋግዑ::
ጎበዝ ❤
@@andompillastro6856 HIBRI EYNOM
did you say we should look north ,come to be fertilizer and we will wait for you
ዮሴፍ ገብረሂወት እኮ ኣይኮነን ትግራይ ኤርትራ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ትመለስ ዝብል እዩ። ከመይ ኢሎም ብሓደ ክሰርሑ ምስ መሓሪ
You are the most ungrateful crazy mindset that l have ever seen, mf.
👍👍👍👍
መሓሪ ትግራይ ትፅውዕ ኣላ::
keep it up please 🙏🏾 ❤
Tegaru ktdhnu n nebyat mehari seabu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good to see you again mahrey yowhaniss 🫡
❤❤❤
Right now I wish u be the one on power 😭😭😭😭😭😭😭
Welcome Mehari hwana
Mehari nay tgray mengst kkewn nmne❤❤
ንባዓል ንዓኻ ብሉጻት መናእሰይ ዘይሰመዐት ትግራይ ገና ሽግራ ዝውዳእ ኣይመስልን
ጰንጠ ተዋህዶ ኣስላማይ ኮተሊኽ ጆህባ .... ተመሲልኩም ንሙስሊም ኣዲሰበባ ንቑዱስ ቑርኣኖም ብኣምሓርኛ ክሰብኩ ጉቦ ብላዕ ትኸፍሉ ረስሓት ተዋህዶ ትግራይ ብሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ትምርሑ ህዝቢ ትግርኛ ጽገብዋ
ንዑቅስያ ሰብ ይንዕቅ ደደብ ደንቆሮ ኢኻ ሃማኖትካ ግን ኣይፀርፍን ካማኻ !!!
ሕወሀት ዝበሃል ጉጅለ ፍፁም ናይ ትግራይ ስነልቦና ዘይብሉ እኩብ እዩ ፡፡ 100%
exactly like hgdef nay eritrea snelbona zeyblu. kltiom hgdefn hwahatn tebelexty deleyty hilfnet zeyhafru bzeykinat zeynebru eyom gexom tkewel funfunat zkonu merahty
ቃልስኻ ግን ከይተቋርፅ👍👍👍
ንማሓሪ ዓብይ ኽብሪ!!!
well came back ❤❤❤
እወ ተጣይሹ ነይሩ ቡዙህ ኣይፀንህን ድምፁ ኣጥፊኡ
መሓሪ ሓወይ ❤❤
Mahery hawey wedey day ❤❤❤🎉🎉awet nafash,
መሓሪ❤❤❤❤❤❤❤
👍
እንኻእ ብሰላም መፃኹም መጀመርታ ኩሉቴኹም ብጣእሚ ልፈትወኩምን ልፈትወኩምን ማሀሪ ዮሀንስ እንኻእ ብሰላም አተኻ ብምምፀኻ ብጣእሚ ብጣእሚ ደስ ኢሉኒ 💕💕💕💕💕💛❤️💛❤️ተስፋ ሀገረ ትግራይ ኢኹም።
ተጋዳላይ መምህርን ተመራማሪን ፖለቲካ መሓሪ ዮሃንስ🙏🙏🙏
ሙሑረይ❤🎉❤
Welcome Mehari
A. G. A. M. E.
መምህር ተስፋ ምድረ ኣጋእዚ 😊
መሓሪ ጽባሕ ንግ🎉ሆ አብ ስልጣን ዝመጽእ ፣መርጌሳ ይኹን አፍናቸው ኩሎም ሐደ እዮም ንትግራይ
ጂግና ማሓሪ ውላድ መፃኢት
ትግራይ ብትጉራይ ዚሓስብ ጁግና በዓል ፃድቆን ገታቸው ዓባይ ኤትዮጲያ ዘቀድሙ
😂😂😂😂😂😂...ምሓሪ ጸብሒጽልልቲ !!!!!!!
መሓሪ ተፊን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ክፈርስ ይኽእል ቅድሚ ምባልካ ታ ናይ በረኻ ሂወት ዘክራ።
Mehari enkae renka❤❤❤
It is shame Tigray has produced such narrow minded pity politicians
okay
ብሓቂ ምሓሪ 🤴❤️
ምሐሪ ተስፋ ትግራይ ። እንኻዕ ብድሐን ጻኻ ።
መሓሪ እንቃዕ ደሃይካ ሰማዕና! ሓደ ካብቶም ሕመረታዊ ሽግር ትግራይ ብዑምቀት ዝተረድኦ ሰብ። ናይ ስደት ግዜኻ ክሓጽረልካ ተስፋ ይገብር። ሓዉኻ ካብ Eri.
Aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅😅
😆 🤣 😂 😹 😆 🤣
Free Tigray 😢❤💛🙏🏾
ዋው ሙሑር ሓወይ ካብ ህንዲ ናብ ኣሜሪካ መዓስ ተሻጊርካ ? እንቋዕ ኣብቅዓካ መፃኢት ዓባይ ሃገረ ትግራይ ንጉስ ክትከውን ካብ ፈርዖናውያን ስዋውያን ካብ ባንዳታት ተጋሩን ኣውፂእኻ ክተሻግረና ዓባይ ሓያል ሰፋሕ ዳግማዊት እስራኤል ትግራይ ክትፈጥረልና ብሃንቀውታ ንፅበ።
ብሱሩ ሕወሓት ትግራዋይ ኣይኮነን።
ሙሑር ጅግና❤❤
👑🙏🙏✅✅✅✅
Muhur yohanas merahi hager tigray
Harvard university .....hangol tigray 😮 zegerem amlak mesaka yekun ..my hero & 🦁
🙏👍🙏👍🙏
ዝወረደ ብድምፂ ብፅርየት ይኹን ምስሊ
ኣለው ካብዝብሎም ኽልተ ሩሕቕ ካብ ዝጥምቱን ንትግራይ ዝጠቅም ብግልፂ ዝዛረቡ ብሱላት ፖለቲከኛታት ሓደ መሓሪ እዪ።በርትዕ ጅግና ባዓል ንቑሕ መትከል።
❤❤❤💊🙏🙏🙏
ፍረ ትግራይ ናበይ እዩ ጉዕዘና እኮ ኢልካ ነርካ ማሓሪ አንውሑ ዝእምት ንትግራይ ዝሓስብ ።
ሙሑራ እንቋዕ ድምጽኻ ሰማዕና፡ ተስፋ ሰሜንን ደቡብን ተጋሩ ኢኻ እሞ ፡ ኣምላኽ ብጸገኡ ይሓልኻ።
❤
መሓሪ ዮሃንስ በዓል ብሩህ ራኢ እንቀዒ በሰላም ምፁካ ክቡር ሓውና ❤❤❤ቀፅሉል
MEHARA COME BACK SOON TIGRAY NEEDS YOU NOW
ማሀሬ ፍፍጃል ሰባሪው
Maherey anbesa Tg eka❤❤❤❤❤ kabtom hasesat merahty hewaht mesnatey hezby Tg kameka Zebelo euom zeGAlaGelwo
ኩቡር ሓዉና ኣለኻዲኻ ናትና ሓዉ
ታይ እሞ ከም መሓሪ ዝበሉ ብሉፃት ፓለቲከኛ ክተባባዕን ክድገፍን ይግባእ።
❤❤❤❤❤❤❤❤
I'm ertaway werasay TDF tigray tawet I'm,,
Mehari, it's good to hear your voice. But I think its good to name and shame for those political gamblers whom they are hiding by the name of the people of tigray.
I am sorry, Mehari hawna.
❤❤❤
ንምንታ ናብዚ ወዲቅና ዝብል ሕቶ መለሱ ክንጭበጠኩም ኢሎምና ሃንደበት ውግእ ከፊቶምልና ኣይኮነን። ኣብዚ ንምውዳቅና ካብደደቢት እዩ መጀመርያኡ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መርሐባ ሐውና ማሐሪ ❤